cl0q

tigrigna.voanews.com

ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ -VOA Tigrigna

ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዜናን ካልእ ሓበሬታን ንተኸታተሉ ይህብ። ቋንቋ ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ ሃገረ ኤርትራ ክኸውን እንከሎ፥ ኣብታ ሓንቲ ካብተን ክልላት ኢትዮጵያ ዝኾነት ክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ እውን ይዝረብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ሓደ ካብ ዝጠንተወ ቋንቋታት ኢትዮጵያ ምዃኑ ይእመነሉ። ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ንፍርቂ ሰዓት ይመሓላለፍ። ብናይቲ ከባቢ ኣቆጻጽራ ሰዓት ድማ ሰዓት ምሸት ይመሓላለፍ። ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዕለታዊ ብናይቲ ዕለት ዓበይቲ ዜና ይፍልም። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝረኸቦም ቃለ መጠይቓትን ካልኦት ዕለታዊ ስሩዓት መደባትን ድማ የመሓላልፍ። ዕለታዊ ስሩዓት መደባት ነዚ ይመስሉ ሰኑይ:- ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምኡውን ሕርሻ ሰሉስ:- ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ረቡዕ:- ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሓሙስ:- መንእሰያት ወይድማ መደብ ጥዕና ዓርቢ:- ቂሐ ጽልሚ VOA Tigrigna provides news and information in Tigrigna. Tigrigna is a national language of Eritrea and is spoken in Tigrai, one of 11 regions in Ethiopia. Tigrigna is believed to be the oldest Ethiopian language. The Tigrigna service broadcasts a 30-minute program on Monday through Friday from 1900 to 1930 UTC/GMT. Each weekday air show begins with the day's top news followed by interviews from Eritrea and Ethiopia and these weekly features: …

Status200 OK — live & indexed by cl0q
First seen2026-05-15
Last crawled2026-06-15
IPv423.67.33.34
IPv62600:1406:2e00:28::17cb:a608
NetworkAS20940 Akamai International B.V. · California
CNAMEvoa-7.cert.pangeadigital.io.edgekey.net
Languageti

Subdomains we've seen